ቅርስታትና እምነ ኩርናዕ ስልጣነና እዮም!!
ኣብዚ ሰሙን ብመራኸብቲ ሓፋሽ እንሰምዖ ዝፀናሕና ሓወልቲ ኣኽሱም ንምፅጋን ሓገዝ ተረኺቡ ምንትሴ ዝብል ዘይና መፍትሒ ዘይኮነስ ሱር ቦቀስ ናብ ዝኾነ መፍትሒ ን ከይንስጉም ዝገብር መደንዘዚ እዩ:: ተጋሩኣብቅርስታትናዘለናፀገምብናይካልኦትሓገዝዝፍታሕኣይኮነን::እቲ ቀንዲ ፀገም ኣብ ቅርስና ሰብ ዋናታት ኣይኮናን::ዋንነትን ሓላፍነትን ንሳልሳይ ወገን ኣሕሊፍና ምሃብና እዩ:: እቲ ካልኣይ ፀገም ቅርስታትና ንስልጣነና…
መልእኽቲ ቤት
0
ሰላም ኣኽሱማውያን
ትግራዋይነት ሰላምን ምክብባርን እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ምስ ዝኾነ ኣካል ባእስን ሕዱር ፅልእን የብሉን:: ምስ ጎረቤት ዘጋጥሞ ምስሕሓብ ምስዝህሉ ድማ ፀገም ዝፈትሐሉ ናይ ባዕሉ ስልጣኔያዊ ስርዓት ዝወነነ ህዝቢ እዩ:: ስለዝኾነ ብዕርቂ ኮሚሽን ዝፍታሕ ኣጀንዳ የብልናን:: ብሽምዕርቂ ዝተጣየሸ ናይ ፖለቲካ ፀወታ መሳርሒ ኣካል ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብትረት…
Categories
- መልእኽቲ ቤት (2)